Zemen Toys

ኣብዚ መርበብ እዚ ህጻናት ቋንቋ ኣዲኦም እንዳ ተዘናግዑ ክመሃርሉ ዝኽኡ ባይታ ዝፈጥር ኢዩ። ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣብ ናይ ህጻናት ዝግደስ ንህጻናት ዝጠቅም መሳርሒ ወይ ዘዘናግዕ ከምኡ ድማ መጻሕፍቲ እንድሕር ኣለዎ ምሳና ኮይኑ ክሸይጥ ይኽእል።

About Us

Zementoys is an independent department in Rora Production that mainly focuses on children educational stuff. We have been heavily investing in testing and producing products that can help children to understand and be able to speak their mother tongue mainly Tigrinya.

The first Zementoys educational toy has been produced and distributed in 2019, since then the feedback has been great. After we received so much feedback and demand of such products that help children …

Our Products

ልሳን ህጻናት Lisan Hitsanat

ልሳን ህጻናት ዘተሰምየት ዉቁባት ኣስእል ዝሓዘት፡ ቋንቋ ትግርኛን እንግሊዘኛን እትምህር ናይ ድምጺ መጽሓፍ ኣብ ሓጺር ጊዜ ክትዝርጋሕ ኢያ።

ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)

ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ብናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ
ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ

ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር

ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን …

ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / Vindens dom: den store slangen og bonden (ትግርኛ-ቋንቋ ኖርወይ)

ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።

The Fox In The Hat እታ ቆባዕ ወኻርያ

‘Once upon a time, there were four oxen that lived in the high hills. They were happy and content with thier life …

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Mr. Seven-Horn (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ
Mr. Seven-Horn
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ደሳለ በረኸት
ስእሊ፡ ማርዮ ቴሬሶ

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Mr. Seven-Horn (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ
Mr. Seven-Horn
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ደሳለ በረኸት
ስእሊ፡ ማርዮ ቴሬሶ

×