ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር

  • ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር
  • ናይ ቈልዑ ዛንታ
  • ዛንታ፡ ብፍትዊ ወልዳይ
  • ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ

 27.85

Product Details

ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ብፍላይ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ምልከት ንዘይብሎም ቈልዑ፡ ነቲ ዛንታ ንኽርድኡዎ ኣይክጽገሙን’ዮም።

Additional information

Color

Multicolor

Age

9 to 14

Material

Book

Box Contains

1 * ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር

Reviews

Be the first to review “ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

×