Hot
ልሳን ህጻናት -Lisan Hitsanat (ሳልሳይ ሕታም)
€35.00
እታ ብዙሕ ጠለባት ረኺባ ኣብ ዕዳጋ ተወዲኣ ዝነበረት ”ልሳን ህጻናት” እነሆ ምምሕያሻት ወሲኻ፡ ሳልሳይ ሕታም ካብ ሎሚ ጀሚራ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። ብቕጥታ ኣብዚ መርበብ ወይ ድማ ካብ ወከልትና ኣብቲ ዘለኹሞ ዓዲ ክትገዝእዋ ትኽእሉ። እዛ ኣብ ብዙሓት ወለድን ህጻናትን ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረት ብድምጺ ዝተሰነየት መጽሓፍ ብውሱን ቁጽሪ ተሓቲማ ስለ ዘላ ገዚእኩም ኣብ ምዕባለ ቋንቋ ናይ ደቅኹም እጃምኩም ኣበርክቱ። ጽቡቕ ዕድል!
- Audio Book
- English & Tigrinya
- With more than 500 words
- ልዕሊ 500 ቃላት ትግርኛ
- ንህጻናት እንዳ ኣዛናገዐት እትምህር
158
People watching this product now!
Category: BOOK
Reviews (0)
Additional Information
| Color | Multi-color |
|---|---|
| Age | 3+ |
| Material | Audio Book |
| Box Contains | 1 * ልሳን ህጻናት |

Reviews
There are no reviews yet.