እዛ ልሳን ሕርሻ እንስሳ ትብል ናይ ድምጺ መጽሓፍ፡ ነቲ ከምዚ ዓይነት ቅዲ፡ ማለት ወለዲ ብቐሊል ኣገባብ ንደቆም ከንብብሉ ዝኽእሉ፡ ኣብ ዕዳጋ ዘይርከብ መጻሕፍቲ ዝፈትሕን፡ ንኻልኦት ደረስቲ ድማ ከምዚ ዓይነት ቅዲ ሒዞም፡ ሰሓቢ ብዝኾነን ሒደት ቃላትን፡ ድንቂ ዝኾነ ኣሳእልን ብምጥቃም፡ ብተወሳኺ እውን ህጻናት ወላውን ትሕቲ ሓደ ዓመት ይኹኑ፡ ክመሃሩሉ ዝኽእሉ ድምጺ ዘካተተ መጽሓፍ ንኽሰርሑ ተተባብዕ ኢያ። እዛ መጽሓፍ ንዝተወልዱ ህጻናት ወዲ ይኹን ጓል ንጽባቔኦም ዝገልጽ፡ መዛሙር ዝሓዘት ብምዃና ክሳብ ክንደይ ሃብታም ባህልን ቋንቋን ከም ዘለና ተዘኻኽር ህያው ምስክር እያ።
“ንእሽቶ መጽሓፈይ” has been added to your cart. View cart
ንእሽቶ መጽሓፈይ
€13.00
ብርዒ ህጻናት / Bir’e Hitsanat
€35.00 Original price was: €35.00.€25.00Current price is: €25.00.
lisan hirisha ensisa ልሳን ሕርሻ እንስሳ
€19.90
676
People watching this product now!
Category: BOOK
Description
Reviews (0)
Be the first to review “lisan hirisha ensisa ልሳን ሕርሻ እንስሳ” Cancel reply

Reviews
There are no reviews yet.